መፍትሒታት ነዚ ዘለናዮ ከቢድ ግዜ፡ ከመይ ብሜላ ንሓልፎ!

ኣጆኻ ከምቲ ዝሓለፈ እዚዉን ክሓልፍ እዩ፡ ግን ፍልጠትን ሜላን ናይ ግድን ስለ ዘድሊ ነዚ ተጨኒቑ ዘሎ ህዝብና $350 ዝዋግኡ ብነጻ

ፍሉይ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ንእትደልዩ፡ ርክብ ብቴሌፎን ምስ ኣማኻሪ ስነልቦና ሮቤል ኪዳነ ጀሚርና ኣለና፡ ንዝያዳ ሓበሬታ ብዋትስ-ኣፕ ተወከሱና!

Recent Comments